ኣብዛ ደብዳቤ ዘላ ኮድ ወይ ቁጽርኹም ኣእቲኹም
ተመዝገቡ።
ተለፎን ምስዘይህልወኩም ግን ናብዚ ኣብ ታሕቲ
ተጠቒሱ ዘሎ ኣድራሻ ቤት ጽሕፈት ምውህሃድ ብምኻድ
ነዚ ካርድ ክትሓቱ ከም ትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ።